ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ምኽሪ ኣሜሪካ ፕረ.ነበር ትራምፕ ኣብ ዝተላዕላ ዓመጽ ዝነበሮም ተራ ይምርምር ኣሎ


ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ህንጻ ተወከልቲ ህዝቢ ኣሜሪካ ዓመፅ ንኽለዓል ገይሮም እዮም ክብሉ ንፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ዶናልድ ትራምፕ ክሲ ዝመስረቱሎም ዴሞክራሲያውያን ኣባላት ቤት ምኽሪ ከምዳያኑ ኮይኖም ንዘገልግሉ ሴናተራት ንምእማን ሎሚ ሮቡዕ'ውን መርትዖታቶም ከቅርቡ እዮም ። ነቲ ክሲ ዝመርሑ ኣካየድቲ ስራሕ ኣባላት ቤት ምኽሪን ንትራምፕ ወኪሎም ዝጣበቁን ነንሕድሕዶም መርትዖታቶም ዘቅርቡሉ ኣብ ክልተ መዓልታት ዝተመቅለ 16 ሰዓት ዝተዋህቦም ኮይኑ ብድሕሪ እዚ ሴናተራት ሕቶታቶም ዘቅርብሉ ኣርባዕተ ሰዓት ድማ ተዋሂቡዎም 'ዩ። ትማሊ ኣባላት ሰኔት ነቲ ክሲ ክሰምዑ ዘኽእል 56 ብ 44 ድምፂ ሂቦም'ዮም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG