ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባይቶ ጸጥታ ሕ/ሃ ንሰብኣዊ ኩነታት ክልል ትግራይ ዝምልከት ዕጽው አኼባ ከካይድ ምዃኑ ተሓቢሩ


ፋይል
ፋይል

ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታት ብዝምልከት ፅባሕ ሓሙስ ኣኼባ ከካይድ ምዃኑ ንዲፕሎማሰኛታት ጠቂሱ ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ሓቢሩ ።

እዚ ኣየርላንድ ዝፀወዐቶ ኣብ ዕፁው ማዕፆ ፅባሕ ሓሙስ ፍርቂ መዓልቲ ዝጅምር ኣኼባ ሃገራት ኣባል ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሓባራዊ መግለፂ ከውፃኣሉ ዘኽእል ውሕስና ከምዘይብሉ እቶም ዲፕሎማሰኛታት ወሲኾም ሓቢሮም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG