ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባንዴራ ኤርትራ ሒዙ ንእምባ ኤቨረስት ዝደየበ መንእሰይ


ይሳቅ ሃብተሚካኤል ይበሃል። ኣብ አዲስ አበባ ተወሊዱ ድሒሩ ኣብ ኣስመራ ን ሓደ ዓመት ከምዝነበረን ኣብ መበል 10ይ ዓመቱ ናብ ኣሜሪካ ምምጹ ይገልጽ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ድትሮይት ሚሺጋን ኣብ ሞያ ምህንድስና ዝነጥፍ መንእሰይ’ዩ።

ይሳቅ ምስ ኣዕሩኽቱ ኣብ ህይወቶም ካብ ክጎናጸፍዎ ካብ ዝደልይዎ ነገራት ሓደ ንዝኾነ ምድያብ እምባ ኤቨረስት ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 2019 አካይዱ።

ባንዴራ ኤርትራ ሒዙ ንእምባ ኤቨረስት ዝደየበ መንእሰይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:42 0:00

ይሳቕ ንልዕሊ ፍርቂ ብራኸ ዝዓበየ እምባ ብሸሞንተ መዓልታት ብምዝዛም ባንዴራ ኤርትራ ኣብቲ ቦታ ኣንበልቢሉ።

ብዛዕባ’ዚ ምድያብ ዝዓበየ እምባ ዓለም ብዝምልከት ምስ ኢሳቕ ሃብተሚካኤል ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ባንዴራ ኤርትራ ሒዙ ንእምባ ኤቨረስት ዝደየበ መንእሰይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:11:37 0:00

XS
SM
MD
LG