ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባህርዳር፡ ዘወርቲ ዓበይቲ መኻይን ጸጥታና ይተሓለወልና ኢሎም ሰልፊ ወጺኦም


ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ዘወርቲ መኻይን ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ዓፈናን መንግስቲ ደው ከብሎ ዝፅውዕ ሰልፊ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ተኻይዱ።ነቲ ሰልፊ ዘካየድዎ ዘወርቲ ዓበይቲ መካይን ክኾኑ ከለው ነቲ መጥቓዕቲ ደው እንተዘይሉ ስራሕ ደው ከምዘብሉ ገሊጾም ኣለው።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሰላምን ድሕነትን ክልል ኣምሓራ ጀነራል ኣሳምነው ፅጌ እቲ ፀገም ኣብ ቀረባ ፍታሕ ክረክብ እዩ ኢሎም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG