ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባህርዳር: ኣብ ርክብ ክልላዊ መንግስታት ዘተኾረ ዘተ ተቓኒዑ


ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ መንጎ ክልላዊ መንግስታት ዝነበረ ርክብ ሰብ ማእኸል ዝገበረ ዘይኮነ ኣብ መንነት ብሄር ዘተኾረ ብምዃኑ ፌደራል ስርዓት ጥዑይ ከይኸውን ገይሩዎ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደረሽን ኣደም ፈራህ ገሊፆም።

ንሶም ነዚ ዝገለፁ ሎሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር ‘ሰናይ ጉርብትና ንብልፅግና’ ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ርክብ መንግስታት ዘተኮረ ምይይጥ እዮም።

ኣብቲ ኣኼባ ናይ ክልል ትግራይ ግዝያዊ ኣመሓዳሪ ዶክተር ሙሉ ነጋ ሓዊሱ ኣመሓደርትን ምኽትላትን ክልላት ኣምሓራ፣ኦሮሚያ፣ቤንሻንጉል ጉምዝ፣ጋምቤላ፣ ደቡብን ሶማሌን ተረኺቦም ኔሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ባህርዳር: ኣብ ርክብ ክልላዊ መንግስታት ዘተኾረ ዘተ ተቓኒዑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:56 0:00


XS
SM
MD
LG