ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባህርዳር፡ ንደገፍ ቀ/ሚ አብይ አሕመድ ሰልፊ ተኻይዱ


ትማሊ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኣምሓራ ከተማ ባህርዳር ንደገፍ ቀዳማይ ሚንስትር አብይ ኣሕመድ ዓብይ ናይ ደገፍ ሰልፊ ተኻይዱ።

ብዘይገለ ጎስጋስን ድፍኢትን ናብቲ ዓብይ ስታድዮም ባህርዳር ህዝቢ ብንግሆ’ዩ ውሒዙ ዝበለ ሪፖርተር ድምጺ ኣሜሪካ መለስካቸው አምሃ ህዝቢ ነቲ ስታድዮም መሊኡ ከምዝነበረን ኣመሓዳር’ቲ ክልል አቶ ገዱ አንዳርጋቸው ዝተፈላለየ ዕዱማትን ስበ ስልጣን ዝተረኸቡ ክኾኑ ከለው እቶም ኣመሓዳሪ’ቲ ክልል ንመንእሰያት ሓይሊ ለውጢ ዝኾንኩም መንእሰያት ክብሉ ጸዊዖም።

ንሶም ብተወሳኺ “ ኣብታ ሃገር ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ ኣንጻራዊ ሰላም ምዕሳሉን ህዝብታት ሓደ ዝኾነሉ ጊዜ ከምዝርከቡ” ጠቂሶም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ባህርዳር፡ ንደገፍ ቀ/ሚ አብይ አሕመድ ሰልፊ ተኻይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:46 0:00

XS
SM
MD
LG