ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ባህላዊ መሳርሒታትን ደርፍታትን ዝጻወት መንእሰይ ስነጥበባዊ በሪሁ ተስፋሂወት


ስነጥበባዊ በሪሁ ተስፋሂወት
ስነጥበባዊ በሪሁ ተስፋሂወት

መንእሰይ ስነጥበበኛ በሪሁ ተስፋሂወት ሓደ ካብቶም በጻብዕ ዝቑጸሩ ሃረምቲ ክራርን ዋጣን መንእሰያት ኢዩ።ኣብ ስነጥበብ 20 ዓመታት ከምዝገበረን ኣባል ጉጅለ ባህሊ ምክልኻል ከምዝኾነን ዝገለጸ መንእሰይ በሪሁ ስነጥበብ ኣብኡ ከምዘማዕበሎን’ዩ ይዛረብ።

ስነጥበባዊ በሪሁ ባህላውን ዘመናውን ደርፍታት ዝጻወት’ኳ እንተኾነ ዝያዳ ብባህላዊ መሳርሒ ዝጻወቶም ባህላዊ ደርፍታቱ’ዩ ዝልለ።መብዛሕቱ ግዜ ግጥምን ዜማን ናይ ስርሓቱ በዓሉ ከምዘዳልዎ’ውን ይዛረብ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG