ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝርግሓ ቫይረስ ኤች ኣይ ቪ ክዓግት ዝክእል መድሓኒት ኣብ ምትእትታው ከምዝርከብ ሓቢሩ


ኣይተ በሪሁ ኪሮስ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ መጠን ምብዛሕ ቫይረስ ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ክዓግት ዝክእል መድሓኒት ኣብ ምትእትታው ከም ዝርከብ ሓቢሩ።

ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ኩለ መዳይ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤድስ ኪኢላ ሕክምናን ክትትልን ኤች ኣይ ቪ ኣይተ በሪሁ ኪሮስ መጠን ምብዛሕ ቫይረስ ኤች ኣይ ቪ ኤይድስ ክዓግት ዝክእል መድሓኒት ኣብ ምትእትታው ከምዝርከቡ ገሊጾም።

ኣይተ በሪሁ ኪሮስ ኩነታት ኤች ኣይ ቪ ኤይድስ ኣብ ትግራይ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ዝርግሐኡ እናዓበየ ኣብ ብርኪ ለበዳ ከምዝርከብ ወሲኮም ሓቢሮም።

ምስ ኣይተ በሪሁ ኪሮስ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG