ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልል ትግራይ: በዓል ዓሹራ ኣብ መስጊድ ኣልነጃሺ ብድምቀት ተኸቢሩ


መበል 1441 በዓል ዓሹራ ኣብ መስጊድ ኣልነጃሺ ብድምቀት ትማሊ ተኸቢሩ::

ኣብቲ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ: ኤርትራ: ጂቡቲን ሱዳንን ዝመፁ ተኸተልትንን ኣመራርሓን መራሕቲ ሃይማኖት እስልምና ተሳተፍቲ ኮይኖም::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

በዓል ዓሹራ ኣብ መስጊድ ኣልነጃሺ ብድምቀት ተኸቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:20 0:00


XS
SM
MD
LG