ኣካፍል
መሕተሚ
በዓል ኣሸንዳ ሎሚ ዓመት ካብ ዕለት 16-18 ነሓሰ 2010 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ስታድዮም ባሎኒ ከምዝተካየደ ይፍለጥ። እዚ ናይ ሎሚ ዓመት በዓል ኣሸንዳ ኣብ ስታድዮም ባሎኒ ምግባሩ ንፈለማ ግዜ እዩ። ባሎኒ ብባንዴራ ኢትዮጵያን ናይ ኩለን ክልላትን ባንዴራ መክልኪዑ ኔሩ።
No media source currently available
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።