No media source currently available
ሎማ ኣብ ከተማታት መቐለን ዓብዪ ዓዲን ብፍሉይ እቲ በዓል ምኽባር ዝጀመረ ኮይኑ ኣብ ኩሎም ከባቢታት እቲ ክልል እውን ይኽበር ኣሎ:: ኣብ ከተማ መቐለ እቲ በዓል ኣብ ዝተጀመረሉ እዋን ፕረዚዳንት ፌድራላዊ ዴሞክራሲያዊ ሪፑብሊክ ኢትዮጵያ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ተረኺቦም ኔሮም::