No media source currently available
በዓል ብዙሕ ሞያ መንእሰይ ዮሃንስ ገ/ሄር
መሕተሚ
ኣብ በበይኑ ሞያታት ዝነጥፍን ኣብ ዝሓዞ ሞያ ድማ ብኣብነት ዝጥቀስን ዮሃንስ ገ/ሄር ብዛዕባ ዝነጥፎ ሞያታትን ተመክሮን ከካፍል ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 1 የካቲት 2023 ዜና መደብ ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን የጠቓልል