በዓል መስቐል ዓጋመ ብደረጃ ክልል ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ብድምቐት ተከቢሩ
በዓል መስቐል ዓጋመ ካብ 5 መስከረም ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተዓጂቡ ክሳብ 17 መስከረም ተባዒሉ፡፡ ኣብዚ በዓል ካብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኢትዮጵያ፣ ካብ ወፃኢ ሃገርን ኤርትራን ዝመፅኡ ኣጋይሽ ተሳቲፎም ፡፡ ኣብ ቅንያት በዓል መስቀል ዓዲ ግራት ዝተፈላለዩ ምርእታት ካርኒቫል፣ ውድድር ብሽክለታ፣ ምርኢት ባህሊ፣ውድድር ዓብዪ ጉያ፣ኣብ ዝተፈላለዩ መዛናግዒ ቦታን ኣደባባይ ከተማ ዓዲ ግራትን ኮንሰርት ሙዚቃ፣ ምርኢት ሆያ ሆያ፣ ምዕኳኳኽን ካልኦት ንጥፈታትን ተሰንዩ ብድምቐት ተበዓሉ፡፡
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 22, 2020
ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ካብ ኣብ ዶብ ሱዳን ዝርከቡ መዓስከራት ይግዕዙ ምህላዎም ተሓቢሩ
-
ታሕሳስ 17, 2020
ኣብ ጉዕዞ ስደት ዝተወልዱ ህጻናት: እቶም ዝነኣሱ ግዳያት ኹናት ኢትዮጵያ
-
ታሕሳስ 14, 2020
ፈላሞት ረድኤት ዝጸዓና መካይን ኣብ ዋና ከተማ ክልል ትግራይ ምእታወን ተገሊጹ