No media source currently available
መስራቲን ኣካያዲን መርበብ ሓበሬታን “መርምሩ” ዝዀነ ገብረክርስቶስ፡ ኣብ ምርምር ስነ ልሳን ኣተኲሩ ቋንቋ ፅሑፍ ትግርኛ በቲ ንሱ ዝብሎ ስርዓት ሒዙ ኣብ ዲጅታላዊ መርበባት ብቐሊሉ ኣገልግሎት ክህብ ንኽኽእል ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ንስራሓቱ ኣመልኪትና ኣውጊዕናዮ ኣሎና።