ኲናት ትግራይ ካብ ዝጅምር ንደሓር በበይኖም ስራሓት ግብረ-ሰናይ ተራእዮምን ይርኣዩ ኣለዉን። ኣብ ጎደናታት መቐለ፡ ንጽጉማት ቍርሲ ዝቕርቡን ካልእ ሰናይ ስራሓት ዝነጥፉ መንእሰያት ኣዘራሪብና ኣለና ።
ኢፒሶዳት
-
ግንቦት 19, 2022
ሕማማት ልቢ፤ ጠንቂን ሳዕቤናትን
-
ግንቦት 18, 2022
ትንታነ: ኣብ ጉዳይ ዓወት ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ
-
ግንቦት 18, 2022
ብድሆታትን ዕድላትን መንእሰያት ኣብ ስደት