ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ቅራቦት ቍርሲ ኣብ ጎደናታት መቐለ
ኲናት ትግራይ ካብ ዝጅምር ንደሓር በበይኖም ስራሓት ግብረ-ሰናይ ተራእዮምን ይርኣዩ ኣለዉን። ኣብ ጎደናታት መቐለ፡ ንጽጉማት ቍርሲ ዝቕርቡን ካልእ ሰናይ ስራሓት ዝነጥፉ መንእሰያት ኣዘራሪብናዮም ኣለና።