ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃልሲ መንነት ምዕባይ ጸሊም ሕብሪ ቆርበት ዘለዎም ቆልዑ ብጸዓዱ ወለዲ


ቃልሲ መንነት ምዕባይ ጸሊም ሕብሪ ቆርበት ዘለዎም ቆልዑ ብጸዓዱ ወለዲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:20 0:00

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ኣሜሪካዊያን ስድራቤታት ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ቆልዑ ካብ ውሽጢ ኣሜሪካን ካብ ወጻኢ ሃገራት ብምምጻእ የዕብዩ። ቆልዓ ኣምጺዕኻ ምዕባይ ፍሉይ ዝኾነ ውህደት ይደልይ’ዩ።ቆልዓ ካብ ካልእ ሃገር ኣምጺእኻ ንምዕባይ ድማ ብዙሕ ምድላው ይሓትት’ዩ እቲ ዝመጽእ ቆልዓ ካብ ከዕብይዎ ዝወሰኑ ስድራ ዓሌት ዝተፈልየ ምስ ዝኸውን ድማ እቲ ኩነታት ብዕጽፊ ምድላው ይሓትት።

XS
SM
MD
LG