ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽየን ደራሲ ‘ከትግል ትዝታዎቼ’(2ይ ክፋል)


ካብ መስረቲ ሕወሓት ሓደ ኢንጂነር ግደይ ዘርኣጽየን፡ ብዛዕባ ናይ ቃልሲ ተሞክሮታቱ ትገልጽ መጽሓፍ ኣብ` ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ ዘርጊሑ`ሎ።

እታ ብኣምሓርኛ ዝተጻሕፈትካብ ናይ ቃልሲ ተዘክሮታተይትብል መጽሓፉ፡ ብኸመይ ንሱን ብጾቱን ናብ በረኻ ደደቢት ከምዝኣተዉን፡ ኣብ መሪሕነት ሕወሓት ብዝተፈጥረ ናይ ኣተሓሳስባ ፍልልይ፡ ብኸመይ ካብ` ውድብ ከምዝተሰጎን፡ ድሕሪኡ ዝወሰዶ ናይ ቃልሲ ስልትታትን ካልእን ተዘንቱ።

ካልኣይ ክፋል ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG