ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ዳዊት ገብረሚካኤል ጸሓፊ መጽሓፍ 'ምስጋና ብትሑት ድምጺ(Gratitude in Low Voices)- 1ይ ክፋል
ኣብዚ ቀረባ ግዜ 'ምስጋና ብትሑት ድምጺ' ማለት 'Gratitude in Low Voices' ትብል መጽሓፍ ዝጸሓፈ በዓል ሞያ ተክኖሎጂ ሓበሬታ ኣቶ ዳዊት ገብረሚካኤል ኣብ ስቱድዮ ድምጺ ኣመሪካ ተረኺቡ ብዛዕባ ትሕዝቶ መጽሓፉን ድሕረ ባይትኡን ዝምልከት ኣካፊሉና ኣሎ። ኣቶ ዳዊት ነታ 46 ታሪኻዊ መወከሲ ሰነድ ገሊኡ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ቅሉዕ ዝኾነ ሰነድ ዝሓዘለት መጽሓፉ ምስ ናይ ውልቃዊ ታሪኹ ብፍላይ ምስ ጉዕዞ ስደትን መንነትን ኣተሓሒዙ ከምዝጸሓፋ እዩ ዝገልጽ።
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 01, 2023
ኮኸብ ተዋሳኢት ሚርያም ምስግና ባዕላ ዝደረሰታ ሓዳሽ ፊልም ትዝርግሕ
-
ታሕሳስ 01, 2023
ንግደት ኣኽሱም ፅዮን ድሕሪ ሰለስተ ዓመት ብኵራቱ ብድምቀት ይኽበር
-
ሕዳር 30, 2023
ክልል ትግራይ -- መልከፍቲ ኤችኣይቪ ቫይረስ ኣብ ዝወሰኸሉ፡ ጠመተ ግን ኣይግድን
-
ሕዳር 29, 2023
ተሓለቕቲ መሰላት ኣብ ክልል ኣምሓራ ተኣሲሮም ንዘለዉ ተጋሩ ክፍትሑ ይፅውዑ