ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ ምልልስ ምስ አምባሳደር ብርሃነ ገ/ክርስቶስ


"ፓርላማ ኢትዮጵያ ንህወሓት ጉጅለ ፈጣሪ ራዕዲ ኢሉ ዘሕለፎ ውሳነ ብህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ዓለምን ተቀባልነት ዘይብሉ እዩ" ክብል ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበረ ብርሃነ ገ/ክርስቶስ ንቪኦኤ ተዛሪቡ።

"ውግእ ክልል ትግራይ ሕወሓት ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ብሰንኪ ዝፈጸሞ መጥቃዕቲ እዩ ተወሊዑ" ዝብል መግለጺ ፌደራል መንግስቲ፣ ብኣንጻሩ ፌደራል መንግስቲ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ዝተዳለውሉ'ዩ" ክብል`ውን ነቲ ክሲ ነጺጎዎ።

"መወዳእታ ውግእ ናይ ትግራይ፣ ህዝቢ ትግራይ ድልየቱ ብገዛ ነብሱ ዝውስነሉ፣ ኣንፈት ምዕራፉ ዝንጽረሉ ዕድል ንምርግጋጽ" ከምዝኾነ እውን ኣምባሳደር ብርሃነ ገ/ክርስቶስ ገሊጾም።

ኣምባሳደር ብርሃነ፣ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ቀዋሚ ልኡኽን ኣምባሳደርን መንግስቲ ፌደራላዊት ሪፐብሊክ ኢትዮጵያ ኮይኖም ዘገልገሉ ነባር ዲፕሎማትን ኣባል ህወሓትን ከምዝኾኑ ዝዝከር እዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

ቃለ ምልልስ ምስ አምባሳደር ብርሃነ ገ/ክርስቶስ (1ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:44 0:00


ካልኣይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

ቃለ ምልልስ ምስ አምባሳደር ብርሃነ ገ/ክርስቶስ (2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:43 0:00


XS
SM
MD
LG