ቃለ ምልስስ፤ ውዕል ሰላም ፕሪቶርያ ኣብ ምንታይ ደረጃ ኣሎ?
- ገብረ ገብረመድህን
ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብዚ ሕዚ ኣብ ምንታይ ብርኪ ኣሎ? እንታይ ተማሊኡ እንታይከ ተሪፉ? ዝብልን ኩነታት ፖለቲካ ክልል ትግራይ እንታይ ይመስል ኣሎ ዝብልን ትንታነ ክህቡና ሰለስተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣለና። ዶክተር ገብረኺዳን ገብረስላሰ ካብ ጀርመን: ኣቦ መንበር ዓለምለኸ ማሕበር ምሁራት ትግራይን(GSTS) ፣ ጋዜጠኛ ዳዊት ከበደ ወናኒ ኣውራምባ ታይምስን ካብ መቐለ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ብዙሕ ዝነጥፍ ባሻ ደስታ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ደስታ ገብረሃዋሪያትን እዮም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 27, 2023
▶ገበናት ክትራን ስርቂን ዓዲግራት ንነበርቲ የሻቕል
-
መጋቢት 25, 2023
▶ዕላል ምስ ወናኒ 'ሸጋ ፊልምስ' ተስፋማርያም ዳርጌ
-
መጋቢት 25, 2023
ርእይቶ ተቓወምቲ ወድባት ትግራይ ኣብ ምሻም ኣቶ ጌታቸው ረዳ
-
መጋቢት 24, 2023
ስትሪንግ ኣርት -ብፈትሊ ዝስራሕ ኢደ ጥበብ
-
መጋቢት 23, 2023
ርእይቶ ገለ ነበርቲ መቐለ ኣብ ምሿም ዋና ኣመሓዳሪ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ