ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-ምልልስ ምስ ጋዜጠኛ ነበር ሃብተኣብ የማነ


ቅድሚ ዕስራ ዓመት፡ 18 መስከረም፡ ጋዜጣታት ብሕቲ ኣብ ኤርትራ ዝተዓጽዋሉ እዋን’ዩ።

ጋዜጠኛን ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ነበርን ሃብተኣብ የማነ፡ ሓደ ካብቶም መስረትቲ ጋዜጣ ቀስተ-ደበና ኰይኑ፡ ኣብ መንጎ ግን ብትምህርቲ ንወጻኢ ምስ ከደ ኣብ ኣጋ-ምዕጻው እተን ጋዜጣታት’ዩ ተመሊሱ።

ሃብተኣብ ፈለማ ከም ዳኛ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓሙሽተ ዓመት፡ ክሳብ ካብታ ሃገር ዝወጸሉ 2016 ድማ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ናይ መጨረሽታ ይግባይ ሰማዒ’ዩ ነይሩ። ሃብተኣብ ኣብ ክፍሊ ሕጊ ኮለጅ ጥበባት’ውን መምህር ነይሩ’ዩ።

ሕጂ ኣብ ሃገረ ስዊዘርላንድ ዘሎ ሃብተኣብ፡ ንተስፋታትን ኣመታትን ብሕታውያን ጋዜጣታት ከምኡ’ውን ዳሕራይ ኣብ ሚኒስትሪ ፍትሒ ዝነበሮ ተመኵሮ ኣተኣሳሲሩ’ዩ ተሓቲቱ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
please wait

No media source currently available

0:00 0:30:00 0:00


XS
SM
MD
LG