ቃለ ምልልስ ምስ ድሕሪ ኣዋርሕ ምስ ስድረኣን ብስልኪ ዝተራኸባ ተወላዶ ትግራይ
ስምምዕ ሰላም ስዒቡ ኣገልግሎት ስልኪ ብምኽፋቱ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ምስ ኣባላት ስድርእን ዳግም ዝተራኸባ ኣባላት ዳያስፖራ ትግራይ ዝተኻየደ ቃል ምልልስ እዩ። ንሳተን ሰላም ምፍጣሩ ሕጉሳት እየን።ተስፋ ኣለወን።ስግኣት እውን ኣለውን።ኣባላት ስድርአን ከመይ ኣለው?ዝብሉን ካልኦት ሓቲትናየን ኣለና።ገ
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ