ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ፕረ.ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ መሓውራት ዜና ውሽጢ ሃገር(2ይ ክፋል)


ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ረቡዕ 17 ለካቲት ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ምስ ማእከናት ዜና መንግስቲ ኣብ ዘካየዶ ሰፊሕ ቃለ-መሕትት ኣብ ምክልኻል ለበዳ ኮቪድ-19፡ኣብ ምሕያል ትካላት ጥዕና፡ምትዕርራይ ደሞዝ ሰራሕተኛታት መንግስትን ቀዳምነት ዝወሃቦም ሃገራዊ ናይ ልምዓት መደባትን ዝካየዱ ንጥፈታትን ኣተገባብሮምን ብዝርዝር ኣብሪሁ።

ኣብ ምክልኻል ለበዳ ቫይረስ ኮሮና እቲ ኣማራጺ ጥንቃቀ ጥራይ ምዃኑ’ዩ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣስሚሩሉ።ብደረጃ ሃገር ዓመት ዓመት እናተመሓየሽ ዝኸይድ ጥሙር ናይ ልምዓት መደባት ይትግበሩ ከምዘለዉን ኣብ 2020 ዝተሰለዕ ደሞዝ መበገሲ ከምዝኾነን እናተገምገመ ምስ ግዜ ከምዝሓየሽን ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብሪሁ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG