ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ፕረ. ትራምፕ ምስ ቴሌቭዥን ፎክስ ኔውስ


ፋይል
ፋይል

ፕረዚደንት ዶናልድ ትራሞፕ ነቲ ኣብ ልዕሊኦም ምርመራ ንክካየድ ዝደረኸ ምስ ናይ ዩክሬን ፕረዚደንት ዝገበርዎ ናይ ቴሌፎን ርክብ ተኸላኪሎም።

ፕረዚደንት ትራምፕ ነዚ ዝተከላከሉ ምስ መደበር ቴሌቭዥን ፎክስ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቕ’ዩ።

ፕረዚደንት ትራምፕ ምስ ሓደ ካብ አዳለወቲ ፈነወ ቴሌቭዥን ፎክስ ዝኾነ ሃኒቲ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቕ ዲሞክራት ነቲ ከይዲ ምርመራ ዝገብሩ ዘለው ንሶም እንደገና ክምረጹ ከምዝኽእሉ ዘርእይ ዝተአከበ ርእይቶ ህዝቢ ስለዝወጸ’ዩ ክብሉ ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ መጠይቕ ፕረ. ትራምፕ ምስ ቴሌቭዥን ፎክስ ኔውስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:34 0:00


XS
SM
MD
LG