ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕ ፕሪቶርያን ናይሮቢን


ብዓልሞያ ሕጊ ገብረሂወት ሓዱሽ
ብዓልሞያ ሕጊ ገብረሂወት ሓዱሽ

ነቲ ኣብ ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ዝተፈፀሙ ስምምዓት ሰላምን ምቁራፅ ተፃብኦን ካብ ዘልዓሎም ነጥብታት ንትግባረኦም ግዜ ወሲዶም ይርከቡ።

ብፍላይ እቲ ስምምዕ ኣብ ሕገ መንግስቲ ምድራኹ ክህልዎ ዝኸእል ጥቅምን ጉድኣትን ከምኡ'ውን ክህልዎም ዝኽእል ሕጋዊ ተፈፃምነት ምስ ናይ ካልኦት ሃገራት ተሞክሮን ብምትእስሳር ልምዶም ከካፍሉና ቅድም ክብል ኣብ መቀለ ዩኒቨርሲቲ መምህር ሕግን ዲን ኮሌጅ ሕግን ስነ-መንግስትን ዝነበሩ ኣብዚ እዋን ኣብ ቤልጄም ሳልሳይ ዲግሪኦም ኣብ ምምሃር ዝርከቡ ብዓልሞያ ሕጊ ገብረሂወት ሓዱሽ ዓዲምናዮም ኣለና።

XS
SM
MD
LG