ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ኣብ ጉዳይ መንሽሮ ጡብ


ቃለ መጠይቕ ኣብ ጉዳይ መንሽሮ ጡብ
please wait

No media source currently available

0:00 0:30:39 0:00

ቃለ መጠይቕ ኣብ ጉዳይ መንሽሮ ጡብ

ኣብዚ ወርሒ ጥቅምቲ ዝዝከር ናይ ጡብ ካንሰር ብዝምልከት ናይ ጡብ መንሽሮ ከምዘለዋ ቕድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ዝፈለጠ ኣብዚ ሕጂ እዋን ግን ካብቲ ሕማም ናጻ ዝኾነት ኣደ ስለስተ ቆልዑ ወ/ሮ ኤደን ብርሃነ ብዛዕባ ናይ ህይወት ተመክሮኣን ኣብቲ ነቲ ሕማም ዝፈለጠትሉ እዋን ዝነበረ ኩነታትን ከምኡ'ውን ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣፍልጦ ሕብረተሰብ ኣብ ምዕባይ ትሰርሖም ስርሓት ዝምልከት ኣዘራሪብናያ አለና::

ብተወሳኺ ብዛዕባ ኣብዚ ሕጂ እዋን ብፍላይ ኣብዚ ኣመሪካ ንዘሎ ኣገባብ ኣፈዋውሳ ናይ መንሽሮ ብ ዝምልከት ኣብ ምርምር ሕማም ካንሰር ዝስርሕ ዶ/ር ጻድቕ ሃብተጽየን'ውን ኣዘራሪባዮ አለና::
XS
SM
MD
LG