ዋሽንግተን —
ኣብ ኤርትራ አብቲ ድሕሪ ነፃነት ዝነበረ እዋን ኣብ ምዕንባብ ካብ ዝነበራ ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ጋዜጣ ቀስተ ደመናን ጋዜጣ ሰቲትን መስረቲ ን ጋዜጠኛታትን ዝነበሩ ሚልኪያስ ምሕረታኣብን ኣሮን ብርሃነን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም ኣለዉ።
እተን ጋዜጣታት ኣብ 2001 ዓ.ም አብ ዝተዓፀዋሉን ጋዜጠኛታት ኣብ ዝተኣስሩሉን እዋን ካብ ሃገር ሃዲሞም ብስደት ሚልኪያስ ኣብ ኣሜሪካ ኣሮን ድማ ኣብ ካናዳ ክነብሩ ድሕሪ ምፅናሕ ሚልኪያስ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ኣሮን ብርሃነ ኸኣ ኣብዚ ሰሙን እዚ ብምኽንያት ሕማም ዓሪፎም ኣለዉ ።
ንሚልኪያስ ምሕረታኣብን ኣሮን ብርሃነን ብቀረባ ዝፈልጡዎም ክልተ ኣጋይሽ ብዛዕብኦም ከምዚ ይብሉ: ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available
።