ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምኽትል ሓላፊት ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ እንጅነር ኣስቴር ይትባረኸ


ምኽትል ሓላፊት ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ እንጅነር ኣስቴር ይትባረኸ
ምኽትል ሓላፊት ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ እንጅነር ኣስቴር ይትባረኸ

ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ዓመት ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ክወስዱ ካብ ዝነበሮም 12 ሺሕ ተማሃሮ፡ 2 ሺሕ ጥራይ ምፍታኖም ተገሊጹ።

ምኽትል ሓላፊት ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ እንጅነር ኣስቴር ይትባረኸ ፥ እቲ ምኽንያት ስግኣት ጸጥታ ሓደ ኾይኑ፥ ዝተጋነነ ምፍርራሕ'ውን ወለዲ ንደቆም ከይሰዱ ጌሩ'ዩ ትብል።

እንጅነር ኣስቴር እንተኾነ ነቶም ዘይተፈተኑ ሕጂ'ውን ክንፍትኖም ንዳሎ ኣለና ትብል ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG