ዋሽንግተን —
ፕሮፌሰር ዘርእሰናይ ኣለምሰገድ ኣባል ናይ ቫቲካን ጳጳሳዊ ሳይንስ ኣካዳሚ ክኾኑ ብርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተ ክርሲቲያን ጳጳስ ፍራንሲስ ተመሪፆም።ተመራማሪ ኣመፃፅኣ ጥንታዊ ሰብ ዝኾኑ ፕሮፌሰር ዘርእሰናይ፡ ሰለስተ ነጥቢ ሰለስተ ሚልዮን ዓመታ ከም ዝገበረት ዝንገረላ “ሰላም” ብዝብል ስም እትፍለጥን ኣዕጽምቲ ቆልዓ ኣብ ዓፋር ናይ ዝረኸበ ጉጅለ መራሒ እዮም።