No media source currently available
መሃዝነትን ፈጠራን ንዕብየት ሓንቲ ሃገር ዘለዎ ግደን ንዝምህዙን ዝፈጥሩን ክግበር ብዛዕባ ዘለዎ ምትብባዓትን ንተመኩሮ ካልኦት ሃገራትን ብምልዓል ንፕሮፈሰር መንግስትኣብ ተስፋዩሃንስ ካብ ኒውዮርክ ስተይት ዩኒቨርስቲ ኣዘራሪብናዮም ኣለና።