ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ጀግና መደበር ቴሌቭን ሲኤንኤን ኢትዮጵያዊት ፍረወይኒ መብራህቱ


መደበር ቴሌቭዥን ሲኤንኤን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ንዓለም ብዘበርከትዎ ፍሉይ ስርሓት ንዝተሓረዩ 10 ሰባት ሽልማት ይህብ። ብተወሳኺ ካብዞም 10 ሰባት ዝበዝሓ ድምጺ ንዝረኸበ ውልቀሰብ ናይቲ ዓመት ጀግና መደበር ቴሌቭዥን ሲኤንኤን ብምኳን ሽልማት ይረክብ።

ኣብቲ ብሶኑይ ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ምዕዳል ሽልማት ኢትዮጵያዊት ፍረወይኒ መብራህቱ ጅግና መደበር ቴሌቭዥን ሲኤንኤን ዓመተ 2019 ብምኳን 100,000 ሽሕ ዶላር ተሸሊማ’ላ።

ቃለ መጠይቕ ምስ ጀግና መደበር ቴሌቭን ሲኤንኤን ኢትዮጵያዊት ፍረወይኒ መብራህቱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:14 0:00

ፍረወይኒ ኣብ ዝሓለፈ 13 ዓመታት ዝሕጸብ መንዲል ንጽሕና ዘፍርይ ንትርፊ ዘይሰርሕ ትካል ብምምስራት’ያ ነዚ ሽልማት በቒዓ።

ኣቐዲምና ምስ ፈረወይኒ ብዛዕባ ትካላን ስርሓቱን ቃለ መጠይቕ ምክያድና ይዝከር። ንሎሚ ብዛዕባ’ቲ ሽልማት ኣዘራሪብናያ ኣለና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG