ዋሽንግተን —
“ሕማም ኵሊት” ዝብል ሓፈሻዊ ኣዘራርባ ንብዙሓት ናይ ተወርሶን ዝማዕበለን ዓይነታት ሕማም ዝጠቅስ’ዩ። ንጠንቅታቱ፡ ኣገባብ መከላኸሊታትን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን መብርሂ ክትህበና ንዶክተር ኣስቴር ኣለምሰገድ ንመደብ ጥዕና ኣዘራሪብናያ ኣለና።