ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኣረጋይ ግርማይ
- ገብረ ገብረመድህን
ብመሰረት ውድብ ጥዕና ዓለም ብሰንኪ ኮቪድ19 ዘጋጥም መልከፍቲን ሞትን ኣብዚ ቀረባ እዋን እናቆልቆለ ከምዝርከብ ገሊፁ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ሕማም ፍንጣጣ ህበይ ( MonkeyPox ) ብውድብ ጥዕና ዓለም ለበዳ ተባሂሉ ኣሎ።ብዛዕባ እዚ መብርሂ ክህበና ንሓኪም ስድራ ዝኾነ ዶክተር ኣረጋይ ግርማይ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ