ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ዶ/ር አረጋዊ በርሀ


ዶ/ር አረጋዊ በርሀ
ዶ/ር አረጋዊ በርሀ

ድሕሪ 30 ዓመታት ኣብ ትግራይ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንልዕሊ ክልተ ሰሙን ዑደት ዝገበሩ ካብ መስረቲ ህወሓት ሓደ ዝኾኑ ዶክተር አረጋዊ በርሀ መነባብሮ ሕብረተሰብ ንሶም ትፅቢት ካብ ዝገበርዎ ንታሕቲ ከምዝፀንሖም ተዛሪቦም።

ኣብ ፎረም ምሕደራ ትግራይ ንምንቅስቓስ መናእሰይ “ቄሮን ፋኖን” ምስጋና ዘቕረብዎ ሕብረተስብ ብግጉይ ኣተሓሳስባ ተረዲኡዎ ኣሎ ድማ ኢሎም ኣለዉ።

ኣብ ዑደቶምን ቀፃሊ ኣንፈት ቃልሶም ጠሚቱ ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ዶ/ር አረጋዊ በርሀ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:19 0:00


XS
SM
MD
LG