No media source currently available
ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝተወልዐ ኲናት፡ ኣብ ቅርስታትን ቅዱስ ቦታታትን ከቢድ ዕንወት ምውራዱ ብሰፊሑ ክዝረብ ጸኒሑ’ዩ። ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ሃይማኖታዊ ቅርስታት ዝወረደ ብርሰትን ምብልሻውን መጽናዕቲ ዝገበረ ዶክተር ሓጎስ ኣብርሃ ኣባይ ካብ ጀርመን ኣዘራሪብናዮ ኣለና።