ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
▶ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ሃብተኣብ ፍስሃ
ወርሒ ለካቲት ልብን ምስ ልቢ ዝተተሓሓዙ ፀገማት ጥዕና ትዅረት ብምሃብ ብዛዕብኡ ኣፍልጦ ክብ ንምባል ብደረጃ ዓለም ዝተረቑሐት ወርሒ’ያ።
ነዚ ፀገም ጥዕና ትኹረት ብምግባር ንዶ/ር ሃብተኣብ ፍስሃ ካብ ኣሪዞና ኣዘራሪብናዮም ኣለና።