ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ መጽሓፍ 'Rectitude' በረኸት ነጋሲ


ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ መጽሓፍ 'Rectitude' በረኸት ነጋሲ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:05 0:00

መጽሓፍ 'ረክቲዩቲድ' ኣብ ማሕበራዊ ፈውሲ ስነ ኣእምሮኣዊ ጸገማት ማሕበረሰብ ዘተኹር መጽሓፍ'ዩ። ደራሲ መጽሓፍ በረኸት ነጋሲ ነዚ መጽሓፍ ንምጽሓፍ ዘበገሶ ምክንያታት፡ ቀንዲ ዕላማ'ቲ መጽሓፍ ከምኡ'ውን ኣብ ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ስደተኛታት ዝረአ ስነ ኣእምሮኣዊ ጸገም ንምፍታሕ ይሓይሽ ዝብሎ መፍትሒታትን ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየደ ቃለ መጠይቕ ዘርዚሩ'ሎ።

XS
SM
MD
LG