ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ መጽሓፍ 'ዘይጽንቀቕ ዓቕሊ'


'ኤም ሲ ኤስ' ተባሂሉ ዝፍለጥ ትካል ዘመናዊ ትምህርቲ ብርሕቐት፥ ኣብ ኢትዮጵያ፥ ኤርትራ፡ ኬንያ፡ ዓዲ እንግሊዝን ኣብዚ ኣብ ኣመሪካን ጨንፈራት ከፊቱ ዝንቀሳቐስ ትካል ትምህርቲ'ዩ።

ኣብ ኮምፒተር፡ እንግሊዝኛ፡ ምሕደራን ካልኦት ሞያታትን ኣተኩሩ ድማ ይነጥፍ።

ቀንዲ ወናኒ ኤም ሲ ኤስ ኣቶ እዮብ ሃብተማርያም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓለም በቃኝ ንሸሞንተ ዓመት ዝተኣስረ'ዩ።

ወዱ ቶማስ እዮብ ምስ ኣብኡ ብምትሕብባር ብዝያዳ ኣብ ታሪኽ ኣብኡ ዘድሃበት "ዘይጽንቀቕ ዓቕሊ' ትብል መጽሓፍ ጽሒፉ'ሎ።

ንክልቲኦም ኣቦን ወድን ናብ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ዓዲምናዮም ኣለና: ቐዳማይ ክፋል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ መጽሓፍ 'ዘይጽንቀቕ ዓቕሊ'
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:33 0:00


XS
SM
MD
LG