ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ መጽሓፍ `ሜላት` ታደሰ ዑቕባዝጊ


ስነ-ጥበባዊ ታደሰ ዑቕባዝጊ `ሜላት` ዘርእስታ ፈላመይቲ መጽሓፉ ዝሓለፈ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣመሪቑ ኔሩ።

ኣብ`ቲ ናይ ዋሺንግተን ዲሲ ዝተኻየደ ምርቓ ብዝሕ ዝበለ ህዝቢ ዝተረኽበ ክኸውን ከሎ፡ ኣብ ካልኦት ግዝኣታት ኣሜሪካን ኣብ ኤውሮጳን`ውን መጽሓፉ ከመርቕ መደብ ከምዘለዎ ታደሰ ዑቕባዝጊ (ኣመሪካ) ኣመላኺቱ`ሎ።

ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ`ቲ ናይ ምረቓ ምሸት ተረኺቡ፡ ንደራስን ዝተፈላለዩ ስነ-ጥበባውያንን ተሳተፍትን ኣዘራሪቡ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ መጽሓፍ `ሜላት` ታደሰ ዑቕባዝጊ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:39 0:00


XS
SM
MD
LG