ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲት መጽሓፍ ህጻናት ብሪ ገብረሂወት


ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲት መጽሓፍ ህጻናት በሪ ገብረሂወት
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:07 0:00

ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲት መጽሓፍ ህጻናት ብሪ ገብረሂወት

ኣብ ወጻኢ ሃገራት ተወሊዶም ንዝዓብዩ ህጻናት ባህሎምን ልምዲ ሕብረተሰቦምን ንምልላይ ዝዓለመ “Adventures of Noah and Sabu” ዘርእስታ ናይ ህጻናት መጽሓፍ ዝሓለፈ ዓመት ንሕትመት በቒዓ።

እታ መጽሓፍ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ገዛ ዝውቱር ዝኾነ ባህልን ወግዒን ቡን ተርእይ እያ።

ምስ ደራሲት እዛ መጽሓፍ ብሪ ገብረሂወት ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲት መጽሓፍ ህጻናት በሪ ገብረሂወት
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:04 0:00

XS
SM
MD
LG