ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ዝተፈላለየ ክእለት ዝውንን ኣብነታዊ መምህር ሙሉ ሃይለስላሰ


ቃለ መጠይቕ ምስ ዝተፈላለየ ክእለት ዝውንን ኣብነታዊ መምህር ሙሉ ሃይለስላሰ
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:57 0:00

ቃለ መጠይቕ ምስ ዝተፈላለየ ክእለት ዝውንን ኣብነታዊ መምህር ሙሉ ሃይለስላሰ

ዝተፈላለየ ክእለት ዝወነነ ኣብነታዊ መንእሰይ መምህር ሙሉ ሃይለስላሰ ካብ ግዜ ቁልዕነቱ ጀሚሩ እዩ ስምዒት ስነ ጥበብ ከምዝሓደሮ ይገልጽ፡፡ ኣብ ቤተክህነት ዝጀመሮ ስራሕ ስነ ጥበብ ምስኡ ከምዝዓበየ’ውን ይሕብር፡፡

መምህር ሙሉ ሃይለስላሰ ተዋሳኣይ፣ ኣላዩ መድረክ፣ ኣርታኢ ፅሑፉን፣ደራስን መምህርን እዩ፡፡ መምህር ሙሉ ዛጊድ 11 ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ደሪሱ፤ ኣብ ፈላማይ ፈስቲቫል ትግራይ ኮኮብ ተዋሳኣይ ተባሂሉ ተሓርዩ፣ ብስሩዕ ትምህርቲ ይኩን ስልጠና ጋዜጠኝነት ከይወሰደ ኣብ ተሌቭዥን ትግራይ ናይ ኣየር ጊዜ ተካርዩ ብምሰራሕ ውፅኢታዊ ዝኾነ መንእሰይ እዩ፡

ምስ መምህር ሙሉ ሃይለስላሰ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG