ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኤርትራዊ-ኣሜሪካዊ ሓረስታይ ጣፍ ኣቶ ተስፋ ድራር(2ይ ክፋል)


ኣቶ ተስፋ ድራር ይበሃል። ኣብ ኣሜሪካ ዕዉት ሓረስታይ`ዩ። ኣብ ጋዴን ከባቢ ዓላ ተወሊዱ- ዘርኢ ጣፍ ቅድሚ 37 ዓመታት ኣብ ኣሜሪካ ዘላለየ ፈላማይ ሰብ ምዃኑ ይገልጽ።

ኣቶ ተስፋ ድራር ኣብ 1981 ዓ.ም ናብ ኣሜሪካ መጺኡ፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሚኖሶታ ኣብ ዝምሃረሉ ዝነበረ እዋን፡ ካብ ዓዲ 10 ኪሎ ጣፍ ኣምጺኡ ከምዝዘረአን ሓደ ኩንታል ከም ዘእተወን ይገልጽ።

ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ግን ኣብ ሽዱሽተ ግዝኣታት ኣሜሪካ ክሳብ ሓሙሽተ ሽሕ ሄክታር መሬት ከምዝሓርስን ንልዕሊ 250 ሰራሕተኛታት ናይ ስራሕ ዕድል ከምዝኸፈተን ገሊጹ`ሎ።

“ጣፍ ካብ`ቲ `ግሉትን ` ዝብሃል ኣብ ስርናይ ዝርከብ ንጥዕና ዘይሰማማዕ ንጥረ-ነገር ናጻ ስለዝኾነ፡ ኣሜሪካውያን ከይተረፈ እናፈተውዎ ይኸዱ`ለዉ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ንሓዋሩ ንስርናይ ሓሊፉ ቀንዲ እኽሊ ኣሜሪካ ክኸውን`ዩ” ይብል።

ካልኣይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኤርትራዊ-ኣሜሪካዊ ሓረስታይ ጣፍ ኣቶ ተስፋ ድራር(2ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:35 0:00

ርእይቶኹም

ርእይቶ ንምርኣይ

ኣብዚኣ'ሞ

ተበግሶ ዝተሓደሰ ርክብ ክልቲአን ኮርያታት ንኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብነት ክኸውን ይኽእል’ ዶ?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG