ቃለ መጠይቕ ምስ ኤርትራዊት ኣሜሪካዊት በዓልቲ ሞያ ሕጊ ማክዳ ፍሰሃየ


ቃለ መጠይቕ ምስ ኤርትራዊት ኣሜሪካዊት በዓልቲ ሞያ ሕጊ ማክዳ ፍሰሃየ

No media source currently available

ኣኽባር ሕጊ ግዝኣት ዊስኮንሲን ኣመሪካ ዝኾነት ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ማክዳ ፍስሃየ ኣብዚ ደረጃ'ዚ ንኽትበጽሕ ዝሓለፈቶ ተመክሮ ኣመልኪታ ምስ ድምጺ ኣመሪካ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ብናይ ስካይፕ ቃለ መጠይቕ ጻንሖት ገይራ ኣላ።

​
XS
SM
MD
LG