ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣወሃሃዲ ምርኢት ኩዕሶ ስኪዒት ኤርትራዊያን


ቃለ መጠይቕ ምስ ኣወሃሃዲ ምርኢት ኩዕሶ ስኪዒት ኤርትራዊያን
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:43 0:00

ካብ ነሓሰ 5 ክሳብ 7 ,2022 ኣብ ሴንት ፖል ሚነሶታ ዝተኻየደ ፈላማይ ምርኢት ኩዕሶ ስኪዒት ኤርትራዊያን ብኤርትራዊያን ኣመሪካዊያን ኣሰልጠንቲ ኩዕሶ ስኪዒት ኣብ ዝተፈላለየ ኮሌጃት ኣመሪካ ዝተዳለወ ኮይኑ ኣብቲ ስፖርት ዝነጥፉ መንእሰያትን ቆልዑን ነቲ ስፖርት ተጠቒሞም ዝበለጸ ዕድላት'ቲ ስፖርትን ትምህርቲን ክረኽቡ ዝዓለመ ምዃኑ ዋና ኣሰናዳኢ'ቲ መደብ ኣሌክሳንደር ልኡል ስዩም ይገልጽ።

XS
SM
MD
LG