ዋሽንግተን —
ብወገን ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ምቍራጽ ተጻብኦታት ምግባሩ ዝተጠቕሰ ኰይኑ፡ ኣመትን ትጽቢትን እቲ ምቍራጽ ተጻብኦታት ዝምልከት ንኣባል ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት ትግራይ ዲፕሎማት ዮሃንስ ኣብርሃ ካብ ካናዳ ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።