No media source currently available
ሎሚ ተዘኪሩ ዝወዓለ መዓልቲ ናጻ ፕረስ ምኽንያት ብምግባር፡ ንኣተሓባባሪት ጉዳያት ኣፍሪቃ ኣብ ኮሚተ ንድሕነት ጋዜጠኛታት (CPJ) ዝዀነ ኣንጀላ ኵይነትል፡ ክፍሊ ኣምሓርኛ ኣዘራሪብዋ'ሎ። ትርጉም ካብቲ ቃለ-ምልልስ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።