ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣቦ መንበር ዋዕላ ማሕበረሰብ ትግራይ ኣይተ ሙሉጌታ ገብሩ


ኣይተ ሙሉጌታ ገብሩ
ኣይተ ሙሉጌታ ገብሩ

ኣብ ዋዕላ ማሕበረሰብ ትግራይ ኣቦ መንበር ምስ ዝኾኑ ኣይተ ሙሉጌታ ገብሩ ዝተገብረ ዘተ ኣብ ቀረባ ብዛዕባ ክካየድ ምድላዋት ዝግበረሉ ዘሎ ዋዕላ ትግራይ ዝምልከት ኮይኑ ብዛዕባ እቲ ዋዕላን ሓፈሻዊ ስራሕቱ ዝተገብረ ዘተ እዩ ።

እቲ ዋዕላ በብከባቢኡ ንዝርከባ ማሕበራት ማሕበረሰብ ትግራይ ባህሎም ዘላልይሉ ፣ ብቁጠባ ዝደልደለ ፣ መናእሰያት ኣብ ዝተፈላለዩ መርበባት ሞያ ተጠርኒፎም ኣብ ፖለቲካን ቁጠባን ኣመሪካ ከም ማሕበረሰብ እጃሞም ዝፅምብረሉን ተረባሕቲ ዝኾንሉን ባይታ ዘመዓራሪ ምኳኑ ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG