ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣብ ክልል ትግራይ ጾታዊ ዓመጽ ዘጋጠመን ደቂ ኣንስትዮን አካያዲ ስራሕ ዝሕግዝን ትካልን


ካብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝተፈጸመ ወሲባዊ ዓመጽ፣ ንኣቦ ኩሉ ሕማቅ ተግባራት ዝኾነ ሰይጣን'ውን ዘሰንብዶ እዩ ክብሉ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ገባሪ ሰናይ ትካል ማሕበራዊ ኣገልግሎት ጥዕናን ልምዓትን ኣቶ ይርጋ ገብረእግዚአብሄር ገሊጾም።

ንኣቶ ይርጋን ጾታዊ ዓመጽ ንዝተፈጸመን ደቂ ኣንስትዮን ብምዝርራብ ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


ርእይቶታት ንምርኣይ

XS
SM
MD
LG