ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ኣብ ምድላው ክታበት ቫይረኮሮና ዝሳተፍ ዘሎ ዶ/ር ዳውድ ስዒድ ስራጅ


ኮቪድ19 እናወሰኸ ዝኸይድ ከምዘሎ በብዕለቱ ዝግለጽ ዘሎ ነዚ ቫይረስ ዝከላኸል ክታበት ንምርካብ ተመራመርቲን ክኢላታትን ዝተፈላለዩ ፈተነታት የካይዱ ኣለው።

ገለ ካብቶም ተስፋ ዘለዎም ኣብ ፈተነ ዘለው ክታበታት ዝምልከት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዊስኮንሲን ንዝዳለው ዘሎ ክታበት ዝሳተፉ ዘለው ዶ/ር ዳውድ ሰይድ ስራጅ ብዛዕባ ክታበት ቫይረስ ኮሮና መብርሂ ሂቦም ኣለው።


ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG